ኣበዓዕላ በዓል ቅዱስ ሚኪኣል ኣብ ጸጸራት ቅዱስ ሚኪኣል ኣስመራ ብግእዝ ፳፻፲ወ፰ – 2018 ብፍረንጂ 2025
ኣበዓዕላ በዓል ቅዱስ ሚኪኣል ኣብ ጸጸራት ቅዱስ ሚኪኣል ኣስመራ ብግእዝ ፳፻፲ወ፰ – 2018 ብፍረንጂ 2025
View Articleራሺያ ጸልም መድሃነ ዓለም ቅኑዕ እዩ እላ –تقول روسيا أن المسيح الأسود هو الحقيقي
ሃገረ ፕረዝደንት ራሺያ ፑትን ኣብ መገሻ ናብ ተታሕዘ ቦታ Kherson ምስ በጸሐ ታርኻዊ ስእሊ ናይ ጸሊም መድሃነ ዓለም ብቋንቋ ኢንግልዝ Jesus Christ ኣብ ቲቪ ዘርግሑ። ራሺያ ትብል ጸልም መድሃነ ዓለም እዩ ቅኑዕ። ጸለምቲ መላእክቲን ቅዱሳን ኮምኡ ድማ መድሃነ ዓለም ኣብ ቤት መዘከር ናይ ራሺያ ኣብ ዋና...
View Articleኤርትራዊ በዓል መስቀል ፳፻፲ወ፮ –احتفال الصليب الارتري 2023(٢٠٢٣)
ኤርትራዊ በዓል መስቀል ፳፻፲ወ፮ – احتفال الصليب الارتري 2023(٢٠٢٣)
View Articleሆየ ሆየ –ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና –احتفال سعيد بالصليب المسيحي
ሆየ ሆየ – ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና – احتفال سعيد بالصليب المسيحي
View Articleብምኽንያት በዓል ቁዱስ ዮሃንስ ዝተዳለወ ባህላዊ ምርኢት – 1ይ ክፋል الاحتفال التقليدي برأس السنة...
ብምኽንያት በዓል ቁዱስ ዮሃንስ ዝተዳለወ ባህላዊ ምርኢት – 1ይ ክፋል الاحتفال التقليدي برأس السنة القديس يوحنا – الجزء الأول.
View Articleቃለ ቡራኬ ርእሰ ዓውደ ዓመት ፳፻፲ወ፮ تهنئة للعام الجديد 2016
ቃለ ቡራኬ ርእሰ ዓውደ ዓመት ፳፻፲ወ፮ تهنئة للعام الجديد 2016
View Articleንፖልስ ሆላንድ ንሓብሮም ብዛዕባ ኣሽባሪ ጆን – Lets inform together about the Terrorist from...
ከም ሶሎሞን ሓውና ዝሕብረና እንድዩ ንሕና እና ባዕልና ንፈትሖ ነዚ ጉዳይ፥ ምስ ጸዓዱ ዕሩኽትናን፥ መሳርሕትናን ወይ በተ ሰብናን ኾይና ነዚ ጉዳይ ኣብ ፖልስ ናይ ሆላንድ ነቅሪበሎም ንሓብሮም። ኤርትራዊ ትራይ ዘይኾነስ ዋላ ካልእ ዘጋ ክሕብር ይኽእል እዩ፥ ነዚ ጆን ዝበሃል ከምዝ ጥርዙዎ ብሓንሳብ ንስርሓሉ።
View Articleጥንጣዊ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ገዳማት ኤርትራ
ጥንጣዊ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ገዳማት ኤርትራ ቅድሚ ግዝኣት ጥልያን ዝነበረ። መብዛሕቲ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ቤተ ክርስቲያን ድንግል ማርያምን ኮምኡ ውን ካብ ገዳም ደብረማርያም እዮም። ስእሊ ናይ ኣዳም ሄዋን ኣብ ኣሥመራ ፲፰፻፹፩-1881 ቤተ ክርስቲያን ድንግል ማርያም ኣስመራ። ስእሊ ናይ...
View Articleጽምብል በዓል ጥምቀት ፳፻፲፭ – Eritrean Timket Celebration at Bahti Meskerem 2015
ጽምብል በዓል ጥምቀት 2023 | Eritrean Timket (Epiphany) Celebration at Bahti Meskerem – 2023
View Articleርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna
እንቋዕ ብሰላም ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጽሓና! ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ዳግማይ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ወለደና። ጥምቀት ማለት “አጥመቀ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወፅአ ኾይኑ “ምጥላቕ፡ ምጥልቃይ፡ መላእ ሰብነትካ ኣብ ማይ ምእታው” ማለት እዩ። “ወይቤሎ አማን አማን እብለከ ዘኢተወልደ ዳግመ ኢይሬእያ ለመንግሥተ...
View Articleሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ ፭ይ ፓትርያርክ –፪ ክፋል
ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሀገረ ኤርትራ – ፪ ክፋል።
View Articleመልእክቲ ጽንዓትን ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ
መልእክቲ ጽንዓትን ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ። Funeral ceremony of Eritrean Patriarch Abune Qerlos.
View Articleጾመ ነቢያት፡ ካብ ኃሙስ ፲፭ ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ ቀዳም ፳፱ ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ እዩ!
Facebook 0 Twitter 0 WhatsApp Viber Email Messenger LinkedIn 0Shares ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ ፲፭(15) ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ ፳፰(28) ታኅሣሥ ይጽወም እሞ በዓለ ልደቱ ፳፱(29) ታኅሣሥ...
View Articleእንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጽሐና
ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. ፲፥፳፩(10፡21) ቅዱስ ሚካኤል – ሳትናኤል – ኤል ዝጎደሎ ሳታን ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ ፩፥፱ / 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. ፲፥፪-፲ / 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ...
View Articleእንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ኣብጽሓና!
ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፦ ነቲ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ናብ ደብረ ቁስቋም ዝኣተወትሉ ሽድሽተ ኅዳር በዓለ ቁስቋም ብድምቀት ተብዕሎ። በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር በዓታ ውስተ ደብረ ቁስቋም’ ከምዝብል። (መቅድመ ተአምረ ማርያም)...
View Articleብፁዓን ጳጳሳት ኣብ ጥንታዊት ከተማ ኣዱሊስ ዑደት ብምክያድ ጸሎት ኣብጺሖም!
ዓርቢ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም (28/10/2022) ብጳጳስ ሃገረ ስብከትታት ሰሜናዊን ደቡባዊን ቀይሕ ባሕሪ ብፁዕ ኣቡነ ጎርጎርዮስ ዝተመርሐ፣ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ብፁዕ ኣቡነ ሳዊሮስ፡ ናይ ግሪኽ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብፁዕ ኣቡን ዳንኤል...
View Articleርሑስ በዓል መስቀል ካብ መድኃነ ዓለም ኣስመራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Medhane Alem Asmara...
ርሑስ በዓል መስቀል ካብ መድኃነ ዓለም ኣስመራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Medhane Alem Asmara 2012። ፳፯(27) ማለት ወርሓዊ በዓል ናይ መድኃነ ዓለም።
View Articleርሑስ በዓል መስቀል ካብ ከተማ መንደፈራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Ketema Mendefera 2012
ርሑስ በዓል መስቀል ካብ ከተማ መንደፈራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Ketema Mendefera 2012.
View Article