ርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna
እንቋዕ ብሰላም ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጽሓና! ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ዳግማይ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ወለደና። ጥምቀት ማለት “አጥመቀ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወፅአ ኾይኑ “ምጥላቕ፡ ምጥልቃይ፡ መላእ ሰብነትካ ኣብ ማይ ምእታው” ማለት እዩ። “ወይቤሎ አማን አማን እብለከ ዘኢተወልደ ዳግመ ኢይሬእያ ለመንግሥተ...
View Articleጽምብል በዓል ጥምቀት ፳፻፲፭ – Eritrean Timket Celebration at Bahti Meskerem 2015
ጽምብል በዓል ጥምቀት 2023 | Eritrean Timket (Epiphany) Celebration at Bahti Meskerem – 2023
View Articleጥንጣዊ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ገዳማት ኤርትራ
ጥንጣዊ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ገዳማት ኤርትራ ቅድሚ ግዝኣት ጥልያን ዝነበረ። መብዛሕቲ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ቤተ ክርስቲያን ድንግል ማርያምን ኮምኡ ውን ካብ ገዳም ደብረማርያም እዮም። ስእሊ ናይ ኣዳም ሄዋን ኣብ ኣሥመራ ፲፰፻፹፩-1881 ቤተ ክርስቲያን ድንግል ማርያም ኣስመራ። ስእሊ ናይ...
View Articleንፖልስ ሆላንድ ንሓብሮም ብዛዕባ ኣሽባሪ ጆን – Lets inform together about the Terrorist from...
ከም ሶሎሞን ሓውና ዝሕብረና እንድዩ ንሕና እና ባዕልና ንፈትሖ ነዚ ጉዳይ፥ ምስ ጸዓዱ ዕሩኽትናን፥ መሳርሕትናን ወይ በተ ሰብናን ኾይና ነዚ ጉዳይ ኣብ ፖልስ ናይ ሆላንድ ነቅሪበሎም ንሓብሮም። ኤርትራዊ ትራይ ዘይኾነስ ዋላ ካልእ ዘጋ ክሕብር ይኽእል እዩ፥ ነዚ ጆን ዝበሃል ከምዝ ጥርዙዎ ብሓንሳብ ንስርሓሉ።
View Articleቃለ ቡራኬ ርእሰ ዓውደ ዓመት ፳፻፲ወ፮ تهنئة للعام الجديد 2016
ቃለ ቡራኬ ርእሰ ዓውደ ዓመት ፳፻፲ወ፮ تهنئة للعام الجديد 2016
View Articleብምኽንያት በዓል ቁዱስ ዮሃንስ ዝተዳለወ ባህላዊ ምርኢት – 1ይ ክፋል الاحتفال التقليدي برأس السنة...
ብምኽንያት በዓል ቁዱስ ዮሃንስ ዝተዳለወ ባህላዊ ምርኢት – 1ይ ክፋል الاحتفال التقليدي برأس السنة القديس يوحنا – الجزء الأول.
View Articleሆየ ሆየ –ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና –احتفال سعيد بالصليب المسيحي
ሆየ ሆየ – ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና – احتفال سعيد بالصليب المسيحي
View Articleኤርትራዊ በዓል መስቀል ፳፻፲ወ፮ –احتفال الصليب الارتري 2023(٢٠٢٣)
ኤርትራዊ በዓል መስቀል ፳፻፲ወ፮ – احتفال الصليب الارتري 2023(٢٠٢٣)
View Articleራሺያ ጸልም መድሃነ ዓለም ቅኑዕ እዩ እላ –تقول روسيا أن المسيح الأسود هو الحقيقي
ሃገረ ፕረዝደንት ራሺያ ፑትን ኣብ መገሻ ናብ ተታሕዘ ቦታ Kherson ምስ በጸሐ ታርኻዊ ስእሊ ናይ ጸሊም መድሃነ ዓለም ብቋንቋ ኢንግልዝ Jesus Christ ኣብ ቲቪ ዘርግሑ። ራሺያ ትብል ጸልም መድሃነ ዓለም እዩ ቅኑዕ። ጸለምቲ መላእክቲን ቅዱሳን ኮምኡ ድማ መድሃነ ዓለም ኣብ ቤት መዘከር ናይ ራሺያ ኣብ ዋና...
View Article