$ 0 0 ከም ሶሎሞን ሓውና ዝሕብረና እንድዩ ንሕና እና ባዕልና ንፈትሖ ነዚ ጉዳይ፥ ምስ ጸዓዱ ዕሩኽትናን፥ መሳርሕትናን ወይ በተ ሰብናን ኾይና ነዚ ጉዳይ ኣብ ፖልስ ናይ ሆላንድ ነቅሪበሎም ንሓብሮም። ኤርትራዊ ትራይ ዘይኾነስ ዋላ ካልእ ዘጋ ክሕብር ይኽእል እዩ፥ ነዚ ጆን ዝበሃል ከምዝ ጥርዙዎ ብሓንሳብ ንስርሓሉ።