Eritrean Religion: ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድሃኔኣለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብዛዕባ 8ይቲ ሰሙን ዓቢይ ጾም ዓመታዊ ክብረ በዓል “ሆሳዕና” ብመምህር ብርሃነ በይን ኣብ ቤተፋጌ ዝተዋህበ ስብከት። Hosaena (ሆሳዕና 8ይቲ ሰንበት ዓቢይ ጾም) Eritrean Orthodox Tewahdo Sbket 2016 by Memhr Berhane Beyn.
![Hosaena (ሆሳዕና 8ይቲ ሰንበት ዓቢይ ጾም) eritrean orthodox tewahdo sbket 2016 by memhr Berhane Beyn]()