መንፈሳዊ ድራማ ናይ ዘማራይ ንጉስ ዳዊት – New Eritrean Tewahdo Menfesawi Drama NGUS DAWIT
ብምኽንያት መበል 8ይ ዓመት ምምስራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድኃኔኣኣለም ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኣብ ሃገረ እስራኤል፡ ኣብ ክብረ በዓል ዕረፍታ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም (ኣስተርእዮ ቅድስት ድንግል ማርያም) ባኣባላት ክፍሊ ስነጥበብ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ዝቐረበ መንፈሳዊ ድራማ” ናብ ቤት እግዚኣኣብሔር ንኺድ ምስ በሉኒ ተሓጎስኩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተዳለወ።