ደስ ዝብለካ ህጻን ከበሮ እንዳ ሃረመ። Little shikorina baby know how to handle the “Koboro”.
ወይ ጉድ ብዓል ኣነ ካኣ ይትረፍ ኮቦሮ ክንሃርም ኣጣቒዕና ከማን ኣይንኽእሎን ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ሽኮር ህጻን
ንቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬልግስን እዩ። ምሳሌ 22 -6
Source: Amanuel Hagos
The post ደስ ዝብለካ ህጻን ኮቦሮ እንዳ ሃረመ – Little Shikorina Baby Know How To Handle The Koboro appeared first on eritrea-chat.com.