Quantcast
Channel: Christian – eritrea-chat.com
Browsing all 229 articles
Browse latest View live

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኣብ ግብጺ ብሰንኪ ቦምብ ሓደጋ ፳፭ ሞይቶም – Egyptian Orthodox Church Bomb Blast 9 April 2017

ኣብ ግብጺ ሎሚ፡ሰንበት ክብረ ብዓል ሆሳዕና ንምኽባር ኣብ ቤተክርስቲያን ቅዱስ ጊዮርግስ ዝተኣከቡ ምእመናን ልዕሊ 25 ሰባት ብመጥቃዕቲ ሞይቶም ኣምላኽ ብየማኑ ይቀበሎም። At least 25 people were killed and 78 injured in a bomb explosion inside a church in Egypt’s...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

እንቃዕ ናብዚ ክቡር ብዓል ኣብጽሓና ኣሜን –ዓርቢ ስቕለት ኣብ ኢስራኤል

እንቃዕ ናብዚ ክቡር ብዓል ኣብጽሓና ኣሜን – ዓርቢ ስቕለት ኣብ ኢስራኤል።

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ርሑስ በዓል ፋሲካ ካብ ኤርትረኣ ቲቪ – Easter Day Eri-TV Program

ብምኽንያት ክቡር በዓል ፋሲካ ኤሪ-ቲቪ ዝተፈላለዩ መደባት ቀሪቦምልና ኣለዉ ብፍላይ ናይ ስነ-ጥበብኛ ሳልማ ፍርያት (ብዘይ ክልተ ኢድ) ክትሓልፈና የብላን። Easter Day Eri-TV Program.

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

በረኸትን ጸጋን ኣምላድነት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና

ዕልልልልልልልልልልል ……#ኣይከብደናን #እዩ መከራ ናይ ዓለም ወድኪ ሒዝና #ንመድሃኒዓለም ። #ደብረ #ታቦር ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብርሃነ መለኮቱ ዝተገልጸሉ ቦታ ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ። በረኸትን ጸጋን ኣምላድነት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

እንቋዕ ናብ ፩ ግንቦት ልደታ ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ብሰላም ኣብጽሓና

በስመኣብ ወወልድ ወምንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ቅዱስ እግዚኣብሔር እንቋዕ ብሰላም ናብዚ ክቡር ዕለት ባሕቲ ግንቦት( ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተወለደትሉ) ዕለት ብሰላምን ብጥዕናን ኣብጽሓና ኣናበልና ብምኽንያት እዚ ክቡር ዕለት እዚ ኣብ ፳፻፲፮(2016) ኣብቲ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ደብረ ሲና ኤርትራ – Kidisti Dngil Mariam And Her...

ታሪኽ፥ ከምኡ’ውን ሓደ ሓደ ኣዋልድ መጻሕፍቲ ከምዝትርኽዎ ብዘመነ ሄሮድስ ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ኢየሱስ ክርስቶስ ብስደት ናብ ምድሪ ግብጺ ኣብ ዝወረድትሉ ግዜ ብመልኣክ ተሓቢራ ምስ ዮሴፍን ሰሎሜን ክሳዕ ገዳም ደብረ ሲና በጺሓ ኣስታት ፬(4)ተ ኣዋርሕ ከምዝተቀመጠት ንንጉስ ባዜን’ውን እዚ ነገር’ዚ ብሕልሚ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ክብረ በዓል ማርያም ደዓሪ ከረን –፳፩ ግንቦት ፳፻፱ –፳፱ ግንቦት ፳፻፲፯ – Eritrean Religious...

ክብረ በዓል ማርያም ደዓሪ ከረን፥ ግእዝ ፳፩ ግንቦት ፳፻፱ / ፳፱ ግንቦት ፳፻፲፯። Eritrean Religious Celebration Of Mariam Daari In Keren – Geez 21 May 2009 / 29 May 2017. ዝኽርን ክብርን ንአርትራ። ሎሚ ውን ከም ትማሊ፣ንቲ ዘይከኣል ዝመስል ዝከኣልክ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኣዴታትና ለውሃትክን –ቅንዕናኽን –ጸሎትክን ኣይትሓደገና

ኤርትራዊያን ኣዴታትና፥ ለውሃትክን፥ ቅንዕናኽን፥ ጸሎትክን፥ ኣይትሓደገና። Our Eritrean mothers from Toronto to London Ontario in Canada.

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ጸሎትን ረድኤትን ናይ ቅዱስ ዑራኤል ምስ ኩልና ይኩን –ኣመን

ጸሎትን ረድኤትን ናይ ቅዱስ ዑራኤል ምስ ኩልና ይኩን፥ ኣመን። ኤርትራ፥ ቤት ትክሪስቲያን ቅዱስ ዑራኤል ኣብ ጋለን ስቅዘርላንድ።

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ቃለ መሕትት ምስ ህጻን ቆልዓ ብዛዕባ መድሃኒ ኣለም – Interview With Sweet Little Boy About...

መድሃኒ ኣለም ኣድሒኑና ብዘይ ሕሶ ቃሉ ደስ ይበለና ዕልልል በሉ ኣድሒና ብዘይ ሕሶ ቃሉ ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ደብረ ታቦር። ሽኮሪና ህጻን መድሃኒኣለም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ። እቲ ዝተመነኻዮ ኣብ ቤት እግዚኣቢሄር ልብሲ ለቢሰ ከገልግል እትብሎ ውን ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ።ናይ እመብርሃን ጽላላ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ሃይማኖታዊ በዓላት ናይ ተዋህዶ ክሪስቲና ካብ ኤርትራ – Eritrean Religious Christian Tewahdo...

ሃይማኖታዊ በዓላት ናይ ተዋህዶ ክሪስቲና ካብ ኤርትራ። Eritrean religious christian tewahdo orthodox holidays mostly celebrated by christian tewahdo. Some of the christian religious holidays are also celebrated in the...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ታሪኽ ኣቦና ሙሴ – The History Of Our Father Moses

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ነቶም ንፈልጦ መዘኻኸሪ ነቶም ዘይንፈልጦ ድማ ፈሊጥና ናብ ኩሎም ነካፍሎ ሼር…ሼር… ሼር ታሪኽ ሊቀ ነቢያት ሙሴ(1)ሙሴ ማለት ካብ ማይ ዝወጸ፡ኣብ ማይ ዝተረኽበ ማለት እዩ።ትውልዱ ካብ ነገደ ሌዊ፡ኣቦኡ እምበረም፡ኣዲኡ ዩካብድ ይበሃሉ።ዝተወለደሉ ቦታ ግብጺ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

፳ ሰነ ጸሎት ን ሰማእታትና ካብ ቤት ትክሪስቲያን መድሃነ ኣለም ፍራንክፉርት – 20 Sene Pray In...

፳ ሰነ ጸሎት ን ሰማእታትና ካብ ቤት ትክሪስቲያን መድሃነ ኣለም ፍራንክፉርት። 20 Sene praying ceremony in remembering from Eritrean orthodox church by Keychi Aron of Frankfurt – Medhane Alem for the fallen Eritrean Martyrs.   The...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ጥዕናዊ ረብሓታት ጾም – Tzom – Fasting Lead To Many Health Benefits – Reduced Risk Of...

ጾም ንዝተወሰነ ሰዓታት መግቢን ማይን ካብ ምውሳድ ምቚጣብ ማለት ኢዩ። እቲ ምቚጣብ ካብ ዝተወሰነ መግብታት ክኸውን’ውን ይኽእል ኢዩ። ዝበዝሕ እዋን ንሃይማኖታዊ ዕግበት ኢልና ኢና ንጸውም። ካብኡ ሓሊፉ ግና ኣብ ጥዕናና ሓያሎ ረብሓታት ከም ዘለዎ ኢዮም  ክኢላታት ዘመልክቱ። ሰብነትና፡ ናብ ናይ ጾም ኩነት/ሃዋሁ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ደስ ዝብለካ ህጻን ኮቦሮ እንዳ ሃረመ – Little Shikorina Baby Know How To Handle The Koboro

ደስ ዝብለካ ህጻን ከበሮ እንዳ ሃረመ። Little shikorina baby know how to handle the “Koboro”. ወይ ጉድ ብዓል ኣነ ካኣ ይትረፍ ኮቦሮ ክንሃርም ኣጣቒዕና ከማን ኣይንኽእሎን ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ሽኮር ህጻን ንቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ዒድ ኣል-ፈጥር ብምዕሩግ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ

ዒድ ኣል-ፈጥር ኣል-ሙባረክ ናይ 1438 ዓመተ-ሂጅርያ፡ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ መላእ ሃገር ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ። ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ መእመናን – ብንግሆኡ ንሓባራዊ ሰላት ዒድ በብመኣዝኖም ናብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም’ዮም ተኣኻኺቦም። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ዲፕሎማሰኛታት፡ መራሕቲ...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ሥላሴ ኣቦና ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ኣኣብ ዘለናዮ ይሓልዉና ኣሜን።

መዝሙር ካብ ኤርትራዊያን፣ ንስላሴ ኣመስግኑ ንስላሴ ኣመስጉኑ፣ ናይ ምድሪ ፍጥረታት ዘምሩ ዕልልል በሉ።   The post ሥላሴ ኣቦና ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ኣኣብ ዘለናዮ ይሓልዉና ኣሜን። appeared first on eritrea-chat.com.

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ብርሃን ዝመልኦ ማዓልቲ ይግበረልና በረከት ናይ መስቀል ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን

ብርሃን ዝመልኦ ማዓልቲ ይግበረልና በረከት ናይ መስቀል ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን። ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና። New Eritrean Orthodox Mezmure Nicostatan – Rhus Beal Mesqel Yegberelna. The post ብርሃን ዝመልኦ ማዓልቲ ይግበረልና በረከት ናይ መስቀል ምስ ኩላትና ይኩን...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

መስቀል እንታይ ማለት ዩ – Eritrean Interview with Priest Keychi Aron About Holy Cross...

መስቀል እንታይ ማለት ዩ – Eritrean Interview with Priest Keychi Aron About Holy Cross – Part 1 presented by Habtay TV Religion The post መስቀል እንታይ ማለት ዩ – Eritrean Interview with Priest Keychi Aron About Holy...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ርሑስ በዓል መስቀል –ክብረ ብዓለ መስቀል ኣብ ከተማ ኣስመራ

ርሑስ በዓል መስቀል፣ ክብረ ብዓለ መስቀል ኣብ ከተማ ኣስመራ። Eritrean beal Mesqel(Christian Orthodox Church Holy Cross) celebration in Asmara. The post ርሑስ በዓል መስቀል – ክብረ ብዓለ መስቀል ኣብ ከተማ ኣስመራ appeared first on...

View Article
Browsing all 229 articles
Browse latest View live