ክብረ በዓል ቤተክርስትያን ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ዳርምሽታት ጀርመን – ፲፯ መስከረም ፳፻፲፪
ክብረ በዓል ቤተክርስትያን ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ዳርምሽታት ጀርመን – ፲፯ መስከረም ፳፻፲፪። ከምዝ ቤት ሰላምን ፍቅርን ንኹላትና ይፍጠረልና። ምስጋና ናይ ቪድዮ ንኩቡራት ኣሕዋት መሪሕን በረኸትን። Video produced by መሪሕ-Merichom & Bereket.
View Articleክርስቲያንን ኣስላምን ኣሕዋት እዮም ኩላትና ደቂ ንጉስ መሮኒ እና ብኣውራጃን ከብላን ኣይንፋላለይ
ኣገዳሲ መልእኽቲ ካብ ቀሺ ብዛዕባ ታሪኽን ሃይማኖትን፥ ክቡር ኣቦና ቀሺ ዘንበለ ዝብል፥ “ክርስቲያንን ኣስላምን ኣሕዋት እዮም ኩላትና ደቂ ንጉስ መሮኒ እና ብኣውራጃን ከብላን ኣይንፋላለይ”። Agedasi Melekhti kab Keshi Bzaeba Tarikhn Haymanotn, Kbur Keshi Zenbele Zbil,...
View Articleኣመሪካዊት ትብል –ኣነ ፐንጠ ኒረ ሕጂ ግን ናይ ተዋህዶ ሃይማኖት ተቀቢለ
ኣገዳሲ መልእኽቲ፥ ኣመሪካዊት ትብል – ኣነ ፐንጠ ኒረ ሕጂ ግን ናይ ተዋህዶ ሃይማኖት ተቀቢለ። መግለጺ ብዛዕባ ኣፍሪቃዊት ኣመሪካዊት ብዛዕባ ተዋህዶ ሃይማኖት፥ እቲ መኽኒያት ስለምንታይ ካብ ፐንጠ ናብ ተዋህዶ ሃይማኖት ዝቀየረቶ ኣብዝ ኣ ቭድዮ ሓቢራ ኣላ ብቋንቋ ኢንግሊዝ። African american woman...
View Articleኣከባብራ በዓለ ኅዳር ጽዮን ፳፻፲፪ –፩ ክፋል – Akebabira Beal Hidar Tsion 2012 – 1 Kfal
ኣከባብራ በዓለ ኅዳር ጽዮን ፳፻፲፪ – ፩ ክፋል። Akebabira Beal Hidar Tsion 2012 – 1 Kfal.
View Articleኣከባብራ በዓለ ኅዳር ጽዮን ፳፻፲፪ –፪ ክፋል – Akebabira Beal Hidar Tsion 2012 – 2 Kfal
ኣከባብራ በዓለ ኅዳር ጽዮን ፳፻፲፪ – ፪ ክፋል። Akebabira Beal Hidar Tsion 2012 – 2 Kfal.
View Articleሓፈሻዊ ኣፍሊጦ ብዛዕባ መዓልቲ ሳምንትን ኮም ኡ ውን ኣዋርሕን ካብ ኤርትራዊ ሃይሞናታዊ መምህር – Eritrean...
ንቅሓት፥ ሓፈሻዊ ኣፍሊጦ ብዛዕባ መዓልቲ ሳምንትን ኮም ኡ ውን ኣዋርሕን ካብ መምህር ሳሙኤል ገብረ ሚካኤል ብትግርኛን ኢንግልዝን መግለጺ ሂቡ። Eritrean teacher Samuel Gebre Mikael from the Youtube Channel “Welta Tewahedo Ze Eritrea” explains the...
View Articleሃይሞኖታዊ በዓላትን ጾምን ብግእዝን ብፍረንጅን ፳፻፲፪-፳፻፲፫ – Haymanotawi Bealatn Tsomn BGeezn...
ኣገዳሲ ሓበረታ፥ ሃይሞኖታዊ በዓላትን ጾምን ብግእዝን ብፍረንጅን ፳፻፲፪-፳፻፲፫። Haymanotawi Bealatn Tsomn BGeezn Bfrendjn 2012-2013.
View Articleቃለ ቡራኬ በዓለ ልደት ፳፻፲፪ ዓመተ ምህረት ግእዝ – Qale Burake Beal Ldet 2012 Amete Mihret Geez
ቃለ ቡራኬ በዓለ ልደት ፳፻፲፪ ዓመተ ምህረት ግእዝ ካብ ብፁዕ ኣቡነ ጴጥሮስ። ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና፥ ፫ ኣሜን። Qale Burake Beal Ldet 2012 Amete Mihret Geez Kab Btsue Abune Petros. Rhus Beal Ldet Yegberelna, 3 Amen. *(Eritrean christian...
View Articleቭድዮ –ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ካብ ከተማ ጋሕተላይ ንኡስ ዞባ ግንዳዕ
ቭድዮ – ርሑስ በዓል ልደት ካብ ከተማ ጋሕተላይ ንኡስ ዞባ ግንዳዕ። Video – Rhus Beal Ldet Kab Ketema Gahtelay Nius Zoba Gindah.
View Articleፑቲን ልደቱ ኣብ ሶርያ የሕሊፉ ንኽብረት ተዋህዶ ሃይማኖት ድሕሪ ዓወት ዳዕሽ – Putin Christmas...
ዘሕጉስ ዜና፥ ፑቲን ልደቱ ኣብ ሶርያ የሕሊፉ ንኽብረት ተዋህዶ ሃይማኖት ድሕሪ ዓወት ዳዕሽ። Russian president Putin christmas celebration in Damascus with Syrian president Bashar Al-Assad. After the victory of ISIS in Syria and Iraq.
View Articleሃይማኖታዊ መግለጺ –ብዛዕባ ልደት ናይ ግእዝ vs ፍረንጂ – Religious Explaining About The...
ሃይማኖታዊ መግለጺ፥ ብዛዕባ ልደት ናይ ግእዝ vs ፍረንጂ። Religious explanation about the difference between “christmas in Geez” vs “christmas in Europe”.
View Articleዜና –ርሑስ በዓል ጥምቀት ካብ ኤርትራ –ኣስመራ –ማይ ጥምቀት
ዜና፥ ርሑስ በዓል ጥምቀት ካብ ኤርትራ – ኣስመራ – ማይ ጥምቀት። Zena: Rhus beal Timqet kab Asmara – Eritrea.
View Articleቪድዮ –ሥርዓት ኣከባብራ በዓለ ጥምቀት ፳፻፲፪-2012 ዓመተ ምህረት ፩ን ምስ ፪ን ክፋል
ቪድዮ – ሥርዓት ኣከባብራ በዓለ ጥምቀት ፳፻፲፪-2012 ዓመተ ምህረት ፩ን ምስ ፪ን ክፋል። Video – Seraat Akebabira Beal Timqet 2012 Amete Mihret 1, 2 mis 3 Kfaln.
View Articleዓቢ ጾም መድሃኒት ኣንጻር ሽኮሪያን ካንሰርን ጭንቀትን – Vegan Fasting Is An Natural Medicament...
ኣገዳሲ መልእኽቲ፥ ዓቢ ጾም መድሃኒት ኣንጻር ሽኮሪያን ካንሰርን ጭንቀትን። ጽባሕ ዕለት ፲፮-16 የካቲት ፳፻፲፪ ብ ግእዝ ዓቢ ጾም ክጅምር እዩ ን ፶፭ መዓልቲታት። *(Vegan fasting is an natural medicament against Diabetes, Cancer and Depression. It helps to...
View Articleእዋናዊ መንፈሳዊ መልእኽቲ ካብ ቀሺ ገብረታቲዮስ – Current Spiritual Advice From Eritrean...
ኣገዳሲ መልእኽቲ፥ እዋናዊ መንፈሳዊ መልእኽቲ ካብ ቀሺ ገብረታቲዮስ። ኣንጻር ጭንቀት ኮሮና ካብ ቀሺ ገብረታቲዮስ። Current Spiritual Advice From Eritrean Priest Ghebretatios.
View Articleስብከት ካብ ኤርትራ –ክትሓዊ ዶ ትደሊ ኢኻ – Do You Want To Be Healthy
ስብከት ካብ ኤርትራ – ክትሓዊ ዶ ትደሊ ኢኻ። ዘለዋውያን ፲፩፥፯(11:7) – ፳፮፥፩-፳(26:1-20)። እዚ መልእኽቲ ውን ኣብ መጽሓፍ ደቂ ኢስራኤልን ኣብ ኣስላም መጽሓፍ ኮራን ትረኽቡ ትኽእሉ እኹም። Do you want to be healthy. Read the Bible from Leviticus Chapter 11:7...
View Articleጸሎተ ምህለላ እንዳ ኮከበ ገዳም አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ – Online Orthodox Church – Gedam Abune...
ሃይማኖት፥ ጸሎተ ምህለላ እንዳ ኮከበ ገዳም አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ – ከባቢ ገጀረት ኣብ ከተማ ኣስመራ። Online Orthodox Church – Gedam Abune Gebremenfes Kidus. ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና፥ ፫ ኣሜን።
View Articleጸሎተ ምህለላ እንዳ ማርያም ኣስመራ – Online Orthodox Church – Enda Maryam Asmara
ሃይማኖት፥ ጸሎተ ምህለላ ቤተክርስቲያን እንዳ ማርያም ኣብ ማእኸል ከተማ ኣስመራ። Online Christian Orthodox Church – Enda Maryam in the city centre of Asmara in the country Eritrea. ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና፥ ፫ ኣሜን። Berukh Senbet Yegberelna,...
View Articleርሑስ በዓል ሆሣዕና ይግበረልና –ርሕስ በዓል ሰንበት ይግበረልና – Wishing You All An Blessed Sunday
ርሑስ በዓል ሆሣዕና ይግበረልና – ርሕስ በዓል ሰንበት ይግበረልና – Wishing You All An Blessed Sunday.
View Articleጸሎት ሕማማት ሓሙስ ሓምሸይቲ መዓልቲ – Live Tselot Himamat Hamus Hamseyti Mealti
ጸሎት ሕማማት ሓሙስ ሓምሸይቲ መዓልቲ ናይ ቤተ ክርስቲያን ቁዱስ ኡራኤል ሞንሽን ምስ ናይ ቤተ ክርስቲያን መድኃነ ኣለም ሆላንድ። Live Tselot Himamat Hamus Hamseyti Mealti.
View Article