ቃለ ቡራኬ በዓለ ትንሣኤ ፳፻፲፪ ዓመተ ምህረት – Qale Burake Beal Tinsae 2012 Amete Mihret
ቃለ ቡራኬ በዓለ ትንሣኤ ፳፻፲፪ ዓመተ ምህረት ካብ ብፁእ ኣቡነ ጰጥሮስ ዓቃቢ መንበር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ። Qale Burake Beal Tinsae 2012 Amete Mihret Kab Bitsuh Abune Petros Menber Orthodox Bet Kristiyan Eritrea.
View Articleኣገዳሲ መልእኽቲ ብዛዕባ ኮሮና ክራማት ኣንበጣን በዓላትን – Important Message About COVID-19 –...
ኣገዳሲ መልእኽቲ መኸተ ካብ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን። ርሑስ በዓላት ፋስጋን ራማዳንን ካብ ፕረዝደንት ሃገረ ኤርትራ። A message from President Isaias Afwerki about the fight against Corona and also the challenges...
View Articleቅዱሳንን መልኣኽትን ነዓና ዝመስሉ ጸለምቲ እዮም ነሮም –ስለምንታይ እዮም ጻዕዱ ቅዱሳንን መልኣኽትን ዝሸጡልና
ዘኩርዕ ታሪኽ ን ኣመንቲ ክርስትያን፥ ቅዱሳንን መልኣኽትን ነዓና ዝመስሉ ጸለምቲ እዮም ነሮም፥ ስለምንታይ እዮም ጻዕዱ ቅዱሳንን መልኣኽትን ዝሸጡልና ዘሎዉ። Qidusanen Melakhtn Tselemti Eyom Zimeslu Nerom, Silemintay Eyom Tsaidu Kidusan Melakhti Sishetulna...
View Articleታሪኻዊ ገዳማት ኣቡነ ዮናስን ቅዱስ የውሃንስን ሃገረ ኤርትራ
ታሪኻዊ ጥንጣዊ ዶኩሜንታሪ፥ ታሪኻዊ ገዳማት ኣቡነ ዮናስን ቅዱስ የውሃንስን ሃገረ ኤርትራ። ቁኑዓት ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ቅድሚ ግዝኣት ጥልያን ዝነበረ። ብዙሓት መንእስያት ዋላ ኸማን ን ዓበይቲ ኤርትራዊያን ዘይፈልጡ ስእሊታት ቁኑዓት ቅዱሳንን መልእኽትን ከም ኣደና ድንግል ማርያምን ካሎትን መልኣኽትን። ብሓድሽ...
View Articleጥንታዊ ስእሊታት ድንግል ማርያም ምስ መድኃነ ዓለም ኣብ ሃገረ ራሽያ
ታሪኻዊ ሓበረታ፥ ጥንታዊ ስእሊታት ድንግል ማርያም ምስ መድኃነ ዓለም ኣብ ሃገረ ራሽያ። Tarikhawi Habereta: Tintawi Siilietat Dngil Maryam Mis Medhane Alem Ab Hagere Russia. ስእሊታት ካብ ቤት መዘከር፥...
View Articleድስ ዝብለካ ባህላዊ መዝሙር ካብ ኣደታትና ብ ፍቅሪን ብ ሓልዮትን ብ ሓድነትን ዘርክበን የለን
ኣገዳሲ መልእኽቲ፥ ድስ ዝብለካ ባህላዊ መዝሙር ካብ ኣደታትና ብ ፍቅሪን ብ ሓልዮትን ብ ሓድነትን ዘርክበን የለን። Agedasi Melikhti: Des Zibleka Bahlawi Mezmur Kab Adetatna B Fiqrin B Halyotn B Hadnetn Zerkiben Yelen.
View Articleርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ይግበረልና – Rhus Beal Eid AlFadha Yegberelna
ERi-TV, Eritrea – መግለጺ ቤ/ጽ ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ኤርትራ ብምኽንያት ዝመጸእ 31 ሓምለ ዝበዓል ዒድ ኣልኣድሓ 1441 ሕድሪያ ንኣገባብ ኣበዓዕላ ዝምልከት መግለጺ።
View Articleቃለ-ቡራኬ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ፳፻፲፫ – Qale Burake Beal Kidus Yowhannes
ቃለ-ቡራኬ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ፳፻፲፫ – Qale Burake Beal Kidus Yowhannes.
View Articleርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና ካብ ኤርትራ ሃገርና
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና ካብ ኤርትራ ሃገርና። Rhus Beal Kidus Yowhannes Yegberelna Kab Eritrea Hagerna.
View Articleስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ፳፻፲፫ – Sene Siriaat Akebabira Beal Meskel 2013
ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ፳፻፲፫ ኣብ ቤተ ክርስቲያን እንዳ ማርያም ኣብ ዋና ከተማ ኣስመራ ናይ ሃገረ ኤርትራ። Sene Siriaat Akebabira Beal Meskel 2013 Ab Bet Kristiyan Enda Maryam Ab Wana Ketema Asmera Nay Hagere Eritrea.
View Articleርሑስ በዓል መስቀል ካብ ከተማ መንደፈራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Ketema Mendefera 2012
ርሑስ በዓል መስቀል ካብ ከተማ መንደፈራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Ketema Mendefera 2012.
View Articleርሑስ በዓል መስቀል ካብ መድኃነ ዓለም ኣስመራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Medhane Alem Asmara...
ርሑስ በዓል መስቀል ካብ መድኃነ ዓለም ኣስመራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Medhane Alem Asmara 2012። ፳፯(27) ማለት ወርሓዊ በዓል ናይ መድኃነ ዓለም።
View Articleብፁዓን ጳጳሳት ኣብ ጥንታዊት ከተማ ኣዱሊስ ዑደት ብምክያድ ጸሎት ኣብጺሖም!
ዓርቢ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም (28/10/2022) ብጳጳስ ሃገረ ስብከትታት ሰሜናዊን ደቡባዊን ቀይሕ ባሕሪ ብፁዕ ኣቡነ ጎርጎርዮስ ዝተመርሐ፣ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ብፁዕ ኣቡነ ሳዊሮስ፡ ናይ ግሪኽ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብፁዕ ኣቡን ዳንኤል...
View Articleእንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ኣብጽሓና!
ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፦ ነቲ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ናብ ደብረ ቁስቋም ዝኣተወትሉ ሽድሽተ ኅዳር በዓለ ቁስቋም ብድምቀት ተብዕሎ። በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር በዓታ ውስተ ደብረ ቁስቋም’ ከምዝብል። (መቅድመ ተአምረ ማርያም)...
View Articleእንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጽሐና
ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. ፲፥፳፩(10፡21) ቅዱስ ሚካኤል – ሳትናኤል – ኤል ዝጎደሎ ሳታን ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ ፩፥፱ / 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. ፲፥፪-፲ / 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ...
View Articleጾመ ነቢያት፡ ካብ ኃሙስ ፲፭ ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ ቀዳም ፳፱ ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ እዩ!
Facebook 0 Twitter 0 WhatsApp Viber Email Messenger LinkedIn 0Shares ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ ፲፭(15) ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ ፳፰(28) ታኅሣሥ ይጽወም እሞ በዓለ ልደቱ ፳፱(29) ታኅሣሥ...
View Articleመልእክቲ ጽንዓትን ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ
መልእክቲ ጽንዓትን ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ። Funeral ceremony of Eritrean Patriarch Abune Qerlos.
View Articleሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ ፭ይ ፓትርያርክ –፪ ክፋል
ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሀገረ ኤርትራ – ፪ ክፋል።
View Articleርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna
እንቋዕ ብሰላም ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጽሓና! ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ዳግማይ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ወለደና። ጥምቀት ማለት “አጥመቀ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወፅአ ኾይኑ “ምጥላቕ፡ ምጥልቃይ፡ መላእ ሰብነትካ ኣብ ማይ ምእታው” ማለት እዩ። “ወይቤሎ አማን አማን እብለከ ዘኢተወልደ ዳግመ ኢይሬእያ ለመንግሥተ...
View Article